ሕማም ኮሮናቫይረስ ክሳብ ዝጠፍእ መርዓን ተስካርን ክተርፍ ኣለዎ
Published
ኣማሓዳሪ ደብሰረላም ጨለቖት ቤተ ክርስትያን መልኣከ ምሕረት ኣሰፋ መሓሪ፡ እቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማም ኮሮናቫይረስ 'እግዚኣብሄር ክሳብ ዘቑርሮ' መርዓን ተስካርን ክተርፍ ከምዘለዎ ይምዕዱ።