ባንዴራ ጣሊባን ኣይንጥቀምን ኣብ ልዕሊ ዝበሉ ሰልፈኛታት ተኹሲ ተኸፊትሎም

መግለጺ ቪድዮ, ባንዴራ ጣሊባን ኣይንጥቀምን ኣብ ልዕሊ ዝበሉ ሰልፈኛታት ተኹሲ ተኸፊትሎም
Published

ኣብ ኣፍጋናዊት ከተማ ጃላላባድ ሰባት ተኣኻኺቦም ባንዴራ እታ ሃገር ድሕሪ ምብልባሎም ተኹሲ ከምዝተኸፈተ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝተወዝዐ ቪድዮ የርኢ። እቶም ሰልፈኛታት ጣሊባን ዝጥቀመሉ ባንዴራ ኣይንጥቀምን ኢሎም ተቓውሞ ከምዘስምዑ ተፈሊጡ’ሎ።