‘ዘይግቡእ ሕቶ ሓቲትኩሙኒ' ብዝብል፡ ናብ ጋዜጠኛታት 'ሳኒታይዘር' ዝነጸገ መራሒ
Published
ቀዳማይ ሚኒስትር ታይላንድ ፕራዩዝ ኦቻ ቻን፡ ጋዜጠኛታት ብዛዕባ ምቅይያር ካቢኔኡ ስለዝሓተትዎ "ዘይግቡእ ሕቶ' ሓቲትኩም ናብ'ቶም ጋዜጠኛታት 'ሳኒታይዘር' ነጺጉሎም።