ብሰንኪ ሓደጋ ነታጕ በዓል ቤታ ዝሰኣነት ስሪላንካዊት

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ ሓደጋ ነታጕ በዓል ቤታ ዝሰኣነት ስሪላንካዊት
Published

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስሪላንካ፡ እስላማዊ ጉጅለታት ብዝፈነውዎ መጥቃዕቲ ኣስታት 350 ሰባት ምሟቶም ዝዝከር እዩ። ብሰንኪ እቲ ሓደጋ በዓል ቤታ ዝሰኣነት ስሪላንካዊት ብዛዕባ እቲ ዝነበረ ኩነታት ተረድእ።