ክኽእሎ'የ እንተይልካስ ዘይከኣል ነገር የለን!

መግለጺ ቪድዮ, ክኽእሎ'የ እንተ ኢልካስ ዘይከኣል ነገር የለን!
Published

ፋሲካ ብርሃኑ ብሰንኪ ፖሊዮ፡ ኣብ ግዜ ቁልዕነቱ ኣካላቱ ብምልማሱ ወላዲቱ 'እንታይ'ዩ ክኸውን' እናበላ ይጭነቓ ከምዝበራ ይገልጽ። ድሓር ምስ ሞታ ግን ምውልዋልን ምጽግናን ብሽክለታ ጀሚሩ ናብርኡ ይመርሕ ኣሎ።