ባህጊ ሰኣላይነት ካብ ስድራይ እዩ ሓዲሩኒ
Published
ወዲ 11 ዓመት ካሬም ዋሪስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት እንከሎ እዩ ምስኣል ጀሚሩ። ኣብ ቤት ትምህርቱ ንዘለዉ መሓዝቱ እናሰኣለ ይውዕል። ንቀጻሊ ከም እኒ ሚካኤል ጆርጅ ዝኣመሰሉ ንፉዓት ስነ ጥበባውያን ክኸውን ትሚኒት ሰኒቑ'ሎ።