ጠይብ ኤርዶጋን ዳግማይ ተመሪጹ
Published
ፕሬዚደንት ቱርኪ ጠይብ ኤርዶጋን ፕሬዚደንታዊ መረጻ እታ ሃገር ስዒሮም ቀጻሊ ሓሙሽተ ዓመታት ክመርሕ እዩ። ኣብ ስልጣን ንኣስታት 16 ዓመታት ዝጸንሐ ጠይብ ኤርዶጋን ብውልቀ መላኽነት ይውቀስ። ኣብ ጉዳይ ቅልውላው ፖለቲካ ሶርያ ሓድሽ ፖሊሲ ክኽተል ትጽቢት ይግበረሉ።