ኩነታት ተመዛበልቲ ክልል ኦሮምያ ኣብ ባቱ እንታይ ይመስል?

መግለጺ ቪድዮ, ኩነታት ተመዛበልቲ ክልል ኦሮምያ ኣብ ባቱ እንታይ ይመስል?
Published

ብሰንኪ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጥም ዝነበረ ሓድሕዳዊ ጎንጽን ቅልውላው ፖለቲካን ብኣሚኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም'ዮም። ንምዃኑ ካብ ክልል ሶማሊ ኢትዮጵያ ዝተመዛበሉ ተወለድቲ ኦሮም ኣብ ምንታይ ኩነታት ይርከቡ?