ዘስሕቑ ፍፃመታት ዓመት 2017

መግለጺ ቪድዮ, ዘስሕቑ ፍፃመታት ዓመት 2017
Published

ዓመት 2017 እቲ ዝኸበደ ዓመት ነይሩ ክኸውን ይኽእል፡ ኩሎም ፍፃመታት ግና ሕማቕ ኣይነበሩን። እሲኪ፡ ኣብ ገፅኹም ፍሽኽታ ንምፍጣር፡ እዞም ፅቡቓት ፍፃመታት ንዘክሮም።